An illustration from Open Bible Stories in ትግርኛ

From story 1

1. ፍጥረት

ካብዚ ብምቕጻል እንርእዮ ናይ ኵሉ ፍጥረት ኣጀማምራ ከመይ ከምዝዀነ እዩ። እግዚኣብሄር ንዓለምን ነቶም ኣብ ውሽጣ ዘለዉ ኵሎም ኣብ ሽዱሽተ መዓልቲ ፈጠረ። እግዚኣብሄር ንምድሪ ምስ ፈጠረ፡ ምድሪ ከኣ ቅርጺ ዘይብላ፡ ጥራያን ነበረት፡ ጸልማት ከኣ ልዕሊ መዓሙቕ ነበረ፡፡ ኣብ ውሽጣ ድማ ዝተፈጥረ ነገር ኣይነበረን። መንፈስ ኣምላኽ ከኣ ኣብ ልዕሊ ማያት ይዝምቢ ነበረ፡፡ ብድሕሪ’ዚ እግዚኣብሄር “ብርሃን ይኹን” በለ ብርሃን ድማ ኰነ። እግዚኣብሄር እቲ ብርሃን ጽቡቕ ከምዝዀነ ርእዩ “መዓልቲ” ኢሉ ሰመዮ። እግዚኣብሄር ንብርሃን ካብ ጸልማት ብምፍላይ ነቲ ጸልማት “ለይቲ” ኢሉ ሰመዮ።እግዚኣብሄር በቲ ቀዳማይቲ መዓልቲ ብርሃን ፈጠረ። ኣብ ካልአይቲ መዓልቲ እግዚኣብሄር ነቲ ልዕሊ ምድሪ ዘሎ ጠፈር ፈጠረ። እግዚኣብሄር ድማ ነቲ ማያት ካብ ማያት ዝፈሊ ጠፈር ይኹን በለ።

ታሪኽ መጽሐፍ ቅዱስ፡- ካብ ዘፍጥረት 1-2።

Read this story

Stories (50 of 50)

  1. 1 1. ፍጥረት
  2. 2 2. ሓጥያት ናብ ዓለም ምእታዉ
  3. 3 3. ማይ ኣይሂ
  4. 4 4. እግዚኣብሄር ንኣብርሃም ዝኣተዎ ቃል ኪዳን
  5. 5 5. እቲ ተስፋ ዝተገብረሉ ወዲ
  6. 6 6. እግዚኣብሄር ንይስሃቕ ሰበይቲ ከምዘዳለወሉ
  7. 7 7. እግዚኣብሄር ንያእቆብ ባረኾ
  8. 8 8. እግዚኣብሄር ንዮሴፍን ቤተሰቡን ኣድሓኖም
  9. 9 9. እግዚኣብሄር ንሙሴ ከም ዝጸውዖ
  10. 10 10. እቶም ዓሰርተ መዓት
  11. 11 11. ፋሲጋ
  12. 12 12. እስራኤላውያን ካብ ግብፂ ምውፅኦም
  13. 13 13. እግዚኣብሄር ምስ እስራኤል ዝገበሮ ቃል ኪዳን
  14. 14 14. ኣብ ምድረበዳ ኮለል በሉ
  15. 15 15. እታ ምድሪ ተስፋ
  16. 16 16. መውጻእቲ ሓራ
  17. 17 17. እግዚኣብሄር ምስ ዳዊት ዝገበሮ ቃል ኪዳን
  18. 18 18. ዝተመቕለ መንግስቲ
  19. 19 19.ነብያት
  20. 20 20. ምርኮን ካብ ምርኮ ምምላስን
  21. 21 21. እግዚኣብሄር መሲሕ ከምዝልእኸሎም ተስፋ ሃበ
  22. 22 22. ዮሃንስ ከምእተወልደ
  23. 23 23. ልደት ኢየሱስ
  24. 24 24. ዮሃንስ ንኢየሱስ ኣጠመቖ
  25. 25 25. ሰይጣን ንኢየሱስ ፈተኖ
  26. 26 26. ኢየሱስ ኣገልግሎቱ ጀመረ
  27. 27 27. ታሪኽ እቲ ርሕሩሕ ሳምራዊ
  28. 28 28. ሃብታም መንእሰይ
  29. 29 29. ታሪኽ እቲ ምሕረት ዘይብሉ ኣገልጋሊ
  30. 30 30. ኢየሱስ ሓሙሽተ ሽሕ ሰብ መገበ
  31. 31 31. ኢየሱስ ኣብ ልዕሊ ማየማይ ከደ
  32. 32 32. ኢየሱስ ርዅስ መንፈስ ዝሓዞ ሰብኣይን ዝሓመመት ሰበይትን ፈወሰ
  33. 33 33. ታሪኽ ሓደ ሓረስታይ
  34. 34 34. ኢየሱስ ካልኦት ምስላታት መሃረ
  35. 35 35. ምስላ እቲ ርህሩህ ኣቦ
  36. 36 36. ትርኢት ኢየሱስ ምልዋጡ
  37. 37 37. ኢየሱስ ንኣልኣዛር ካብ ሞት ኣተንስኦ
  38. 38 38. ንኢየሱስ ኣሕሊፎም ከምዝሃብዎ
  39. 39 39. ኢየሱስ ኣብ ፍርዲ ቀረበ
  40. 40 40. ኢየሱስ ተሰቕለ
  41. 41 41. ኣምላኽ ንኢየሱስ ካብ ምዉታት ኣተንስኦ
  42. 42 42. ኢየሱስ ናብ ሰማይ ዓረገ
  43. 43 43. መጀመርታ ቤተ ክርስቲያን
  44. 44 44. ጴጥሮስን ዮሃንስን ይልምን ንዝነበረ ሰብ ፈወሱ
  45. 45 45.እስጢፋኖስን ፊልጶስን
  46. 46 46. ጳውሎስ ክርስትያን ኰነ
  47. 47 47. ጳውሎስን ሲላስን ኣብ ፊልጵስዩስ
  48. 48 48. ኢየሱስ፡ እቲ ተስፋ ዝተገብረሉ መሲሕ እዩ
  49. 49 49. ሓዱሽ ቃል ኪዳን ኣምላኽ
  50. 50 50. ኢየሱስ ክምለስ እዩ

Questions about Open Bible Stories in ትግርኛ

What is Open Bible Stories in ትግርኛ?
Open Bible Stories is 50 key stories of the Bible, from Creation to Revelation, for evangelism and discipleship. All 50 are translated into ትግርኛ, and every one of them can be read on this page. Where audio, video or a PDF exists in ትግርኛ, you can listen, watch or download it too.
Is this a translation of the whole Bible?
No. These stories retell biblical accounts; they are not a translation of the whole Bible into ትግርኛ. Many teams translate the stories first, and go on from there to translate Scripture itself.
Can I copy, print, or adapt these stories?
Yes. Open Bible Stories is free to use, adapt and share under the Creative Commons Attribution-ShareAlike 4.0 license (CC BY-SA 4.0): copy it, print it, record it or build on it — including commercially — as long as you credit the original work and release what you make under the same license.
How can I help finish or improve the ትግርኛ translation?
Translations are made by teams from the language community. The Translate page explains how a team works, checks its translation with local churches, and gets help from unfoldingWord.

More questions and answers

About this translation

Language code
ti
Also known as
Habashi, Tigray, Falashas
Region
Africa (DJ, ER, ET, SD, CA)
Published by

unfoldingWord® Open Bible Stories — Free to use, adapt, and share under CC BY-SA 4.0. Source on Door43